እንታይ ይሰርሑ ኣለው፣ ከመይ ይንቀሳቐሱ?
ቦራ ናቪ ዝገበሮ ምግባር ትኽእል ፡፡ ክልቲኦም ተመሳሳሊ ነገር ምግባር ይኽእሉ፡፡
1…2…3!ነቶም እንስሳታት ንቑፀሮም 1 2 ወይስ 3 እዪም?
እማማ ደቒሳ እያ፣ ስለዚ እዛ ጎበዝ ቆልዓ እዚኣ ክዳን ባዕላ ንምኽዳን ወሲና፡፡
ርግቢት እንታይ ምግባር ከም ትኽእልን እንታይ ምግባር ከምዘይትኽእልን ፍለጡ!
ዶዶ ሕብሕብኢቶ ምስኣዲኡ ተፃዊቱ፡፡ ዶዶ እንታይ ረኺቡ?
By navigating this website, you agree to the storing of cookies on your device to enhance site navigation and analyze site usage.